Home
Metshaf Mezmur
Barnes and Noble
Loading Inventory...
Metshaf Mezmur in Franklin, TN
Current price: $16.99

Barnes and Noble
Metshaf Mezmur in Franklin, TN
Current price: $16.99
Loading Inventory...
Size: OS
እዛ መጽሓፍ መዝሙር ንመንፈሳዊ ዕቤትን ንምስጋና እግዚኣብሄር ንምትብባዕን፡ ከምኡ'ውን ንኣጎልግሎት ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣድላዪ ኮይኑ ብምርካቡ ክሳብ ሽሕ ዝኸውን ኣብ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ዝዝመር መንፈሳዊ መዝሙር ኣብ ሓደ ጠርኒፋቶም ትርከብ። ብተወሳኺ'ውን እዛ መጽሓፍ መዝሙር ብትግርኛ ጥራይ ብምጽሓፋ፡ ንነኣሽቱ ደቅናን ኣሕዋትናን ቋንቆኦም ክዕቕቡ ንክኺእሉ ክትሕግዝ ትኽእል።